ሰላም
ስመይ ኤርምያስ ይበሃል ወናኒ ናይ እዛ ትካል ኮይነ ዝነጥፈሉ ዓውዲ ከኣ ከም ኣርማ፣ ፖስተር፣ ዝርዝር ዋጋ ንወነንቲ እንዳ መግብን መስተን ፣ ናይ ዕድመ ወረቀት ፣ናይ ኢንተርነት ዱካን ፣ ክራር ፣ ናውቲ ቡንን ብትእዛዝ ሰሪሕ ይሸይጥ
ናይ ኣጎልጉሎተይን፣ ንብረተይን ተጠቀምቲ ክትኮኑ እንተ ደሊኹም በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናብ ናይ ኢንተርነት ውዘስድ ሊንክ ተውቁ።