ኣክብና ሾፕ ክፋል ናይ ኣክብና ግሩፕ ኮይና ፣ ኣብ ሆላንድ ዝተደኮነት ን ናይ ሓበሻ ንብረት ብፍሉይ ጥበብ ማዕርግን ድልዱልን ሰሪሓ ትሸይጥ።
ብፍሉይ ንወነንቲ ትካል ዝወሃብ ኣጎልጉሎት።
መለለዪ ኣርማ፣መወዓዊዒ፣ናይ ኢንተርነት ዱካን።